ጨረታምልክታ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናስንክፍለከተማኩሓንዝተፈላለዩኣብያተፅሕፈትግልጋሎትዝዉዕሉናይኣቕሑት 1 ፅሕፈትመሳርሒ 2 ፅሬትኣቑሑት 3 ኤሌክትሮኒክስ. 4 ስፖርት ዕጥቂ . 5 ሕተመት 6 ፈርነቸርን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክዕድግይደሊ::በዚመሰረትነዚዝስዕብረቆሓታትእትማልኡተጫረቲክትወዳደሩንዕድም::
- ናይ 2007 ዓ/ም ተጫረቲክትወዳደሩንዕድም::
- መለለይግብሪቁፅሪ/ቲንናምበርከቐርብዝኽእል::
- ዝተሐደሰ ናይመቕረብቲምዝገባመለለይካርዲዝተሐደሰከቕርብዝኽእል::
- ጨረታምልክታካብዝወፀሉዕለት 06/ 06 / 07 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝካኣል ኮይኑ ናይ ጨረታሳንዱቕዕለት 26 /06 / 07 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓሽጉብተመሳሳሊዕለት 26 /06/ 07 ዓምሰዓት 4:00 ተጫረቲወይከዓሕጋዊሕጋዊወኪሎምኣብዝተረከብሉይኽፈት::
- ተጫረቲናይጨረታመክበሪቢድቦንድናይ ፅሬት ኣቅሑት : ኤሌክተሮኒክስ : ስፖርት ዕጥቂ : ሕትመት : ፅሕፈት: መሳርሒ : ፈርነቸርን ብር3000.00 /ሰለስተሽሕ/ ብናይ ስፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ ከዓ ብጥረ ገንዘብከትሕዝዝክእል::
- ፅሕፈትመሳርሒ : ፅሬትኣቑሑት : ኤሌክትሮኒክስ. : ስፖርት ዕጥቂ : ሕተመት: ፈርነቸርን ሰነድጨረታመግዝኢ ብር 50.00::
- ንፅሕፈት መሳርሒ ቫት ተመዝገብቲ ጥራሕ እንተኮን ን ፅሬት ኣቁሑት : ኤሌክትሮኒክስ. : ስፖርት ዕጥቂ : ሕተመት: ፈርነቸርን ግን ንኩሉ ዝሓዉስ ይከዉን::
- ተጫረቲዘድሊናይጨረታሰነድነንበይኑብምእሻግኦርጅናልኣብሐደፖስታኮፒአብካሊእፖስታ ታኣሽጉአብዝተዳለወሳፁንምእታዉይካኣል::
- ተጫረቲወይከዓወኪላትብዘይምቕራቦምስነስርዓትምኽፋትጨረታኣይተኣናቐፍንወይከይተኸፈተዝምለስሰነድጨረታኣይህሉን::
- ናይተጫረቲሽም,አድራሻ,ክታምንምሕተምንክኣርፎአለዎ::
- ተጫረቲጨረታዝሰዓረምኻኑካብዝተገለፀሉዕለትጀሚሩኣብዉሽጢሓሙሽተመዓልቲሕጋዊዉዕሊክአስርንናይዉዕሊመኽበሪ 10 % ብዝተረጋገፀስፒኦወይከዓብጥረገንዘብከትሕዝአለዎ::
- ቤትፅሕፈትናክሳብ 20 % ናይምዉሳክንምቕናስንመሰሉሕሉዉእዩ::
- ኩሎምዕዳጋታትናበቲዝወፀስፐስፊኬሽንመሰረትከቐርብዝኽእልክኽዉነአለዎ::
- ትራንስፖርትዝምልከትባዕሉሰዓረይኣካልዝሽፍንኮይኑናብቤትፅሕፈትናትልምንፋይናንስንክፍለከተማኩሓኣብዉሽጢ 10 መዓልቲንብረቱኣታዊይገብር::
- እቲቤትፅሕፈትዘሐሸኣማረፂእንተረኺቡብክፋልይኩንሙሉእብሙሉናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ::
- ተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0348402132 ደዊልኩምምሕታትይካኣል::

መመለስ