ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕሙማት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥሪ 18, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጥሪ 27, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ምግብን መስተን/
  • Print
  • Pdf

ሆስፒታል መቐለ ናይ ሕሙማት ምግቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ንክትወዳድሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምና ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ::

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

  • ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር " ኣብ ሐዱሽ መቅረብቲ ዝርዝርን ዝተመዝገቡን ናይ ቀረባ እዋን ድክሊራንስ ዘለዎ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኸቅርቡ ዝክእሉ::

  • ቫት ተመዝገብቲ ክኮኑ ይግባእ

  • ጨረታ ሰነድ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/ 05 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ ብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::

  • ናይ ተጫረቲ ሽምን አድራሻን ከምኡዉን ማህተም ፌርማን ኣብ ናይ ጨረታ ሰነድ ክግለፅ አለዎ ::

  • ናይ ጨረታ መክበሪ ብ CPO ብር 3000 .00 ኦርጅናልን ኮፒን ከቅርቡ ዝክእሉ::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ሓሳብ ነዚ ተባሂሉ ተዳልዩ አብ ዝወሃቦ ቅጥዒ ተመሊኡ ከቅርብ አለዎ እንተዘይኮይኑ ተቀባልነት የብሉን::

  • እቲ ጨረታ ዕለት 18/ 05/ 2007 ዓ/ም ወፂኡ ዕለት 27/ 05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 5:30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫራቲ ወይ ሕገዊ ወከልቶም አበ ዝተረከብሉ ይክፈት::

  • ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታል ዋጋ መቅረቢ ብክልተ ቅዳሕ ኮይኑ ነናይ ባዕሉ ኢንቨሎፕ ብዝተዓሸገ ሽመዒ ክከዉን አለዎ::

  • ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ብናይ ሆስፒታልና ዘዳለዎ ሰነድ ክክዉን አለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቀባልነትን የብሉነ

  • ተጫረቲ ሰዓራይ ምኾኑ ካበ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ አበ ዉሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

  • ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ሆስፒታልና ኣታዊ ክግብር ዝክእል ::

  • ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ አብ ሆስፒታል መቐለ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብ /ምም /ርን ቢሮ ቑፅሪ 62 ይከዉን::

  • ተጫረቲ ዘቅርብዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዓዚ የቅርቡ ::

  • ቤት ዕዩና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ::

  • ካልኦት አብዚ ምልክታ እዚ ዘየተገለፁ ረቓሒታት በመምርሒ ዕዳጋ 125 /2003 ዓ/ም መሰረት ተገዛኢ ዝኽዊን ተጫራታይ ::

  • ተወሳኪ ሓበሬታ ምሰ ዘድሊ ብስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 02 46 ምሕታት ይካኣል::


 

መመለስ
የጨረታ ምድብ