ምልክታ ጨረታ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ግልፂ ጨረታ
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ካዕቲ መስተ ማይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም : እንዳ ባኖ 2 ወህደት 2 ሽሎም እምኒ 1 ጉያ 1 ስምረት 1 ዓረና 2 ደደረ 1 ታወተ ጀወርግስ 1 ጫሞ 1 ሰላም 1 በጋ 1 ነዊ 1 ጠቅላላ ሓበራዊ ካዕቲ መስተ ማይ 15 ::
1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል / specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን::
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ደረጃ 8 ኮይኑ ደቀቅቲ ምብንቃዕ : ኣናእሽቲ ጀማሪ ዘለዎን ኮይኑ አቲ ተታሓሒዙ ዘሎ እስፐስፊኬሽን ብድምር ኩዒቱ ክነድቕ ክገጥምን ዝኽእልን በቲ ዝተመልአ ዋጋ ድማ ኣብ ተን ዝተጠቀሳ ጣብያታት ከስርሕ ዝክእል::
3 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶመ ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
4 ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብረ 100 ሓደ ሚኢቲ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላአ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 01 /05 /2007 ዓ/ም ክሳብ 22 /05/ 2007 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብ ሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 22 /05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዐለት ሰዓት 8:45 ደማ ተጫረትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶመ ኣበ ዘለዉሉ ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
6 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብረ 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብ CPO ወይ ብዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ አለዎ::
7 እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማነ ክህልዎ አለዎ::
8 እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
9 እዚ ግልፂ ጨረታ አዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል:;
10 ናይ 2006 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰነ:;
11 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎነ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ቆላተምቤን
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052
መመለስ