ምልክታ ጨረታ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ግልፂ ጨረታ
ቤ/ፅ ትልምን ፋይናንስን ወ/ቆ /ተምቤን ሓባራዊ ዒላ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ስለዚ አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደሊዩ ሕጋዉያን ተወዳደረቲ ንክተወዳደሩ ይዕድም :: መረረ15 ደርነፀብ 8 ጎሮሮ 5 ደ /ፀሃይ 3 ድምር ጠቅላላ ሓበራዊ ዒላ 31 ::
1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል / specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን::
2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ብናይ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ደረጃ 6 ን ልዕሊኡን ዘለዎን ኮይኑ አቲ ተታሓሒዙ ዘሎ እስፐስፊኬሽን ብድምር ኩዒቱ ክነድቕ ዝኽእልን በቲ ዝተመልአ ዋጋ ድማ ኣብ ተን ዝተጠቀሳ ጣብያታት ከስርሕ ዝክእል::
3 እዚ ግለፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶመ ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::
4 ንሐደ ደኩመንተ ዘይምለሰ ብረ 100 ሓደ ሚኢቲ ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤ/ ፅሕፈትና እቶት ኤጀንሲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ክፍሊት ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላአ እቲ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 01 /05 /2007 ዓ/ም ክሳብ 25 /05/ 2007 ዓ/ም ኮይኑ ዋንኡን ኮፒኡነ ብ ሰምዒ ወይ ዝጠንከረ መጣበቂ ተዓሺጉ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ክልተ ኮፒ ሓደ ኦርጅናል ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል::
5 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25 /05/ 2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ በዚ ዐለት ሰዓት 8:45 ደማ ተጫረትቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶመ ኣበ ዘለዉሉ ይኽፈት መክፈቲ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን::
6 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብረ 5000/ ሓሙሽተ ሽሕ ብ CPO ወይ ብዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ አለዎ::
7 እቲ ግለፂ ጨረታ ናይ በዓለ ዋና ማህተምን ፊርማነ ክህልዎ አለዎ ብተወሳኪ ናይ መሸነሪ ኤክስካቫተር ወናኒ ወይ ሕጋዊ ዉክልና ናይ መሸነሪ ኤክስካቫተር ዉክልና ክራይ መረዳእታ ዘለዎ::
8 ነቲ ኤክስካቫተር ምጎዓዓዚ ማለት መምፅእን መምለስን ከምኡዉን ነዳዲ ኩሉ ባዕሉ ክሽፍን ዝኽእል::
9 ኣብ ስራሕ እዋን ንዝገጥም ብልሽት ናይ ኤክስካቫተር ሎቬየድ ባዕሉ ክፅግን ዝኽእል::
10 እዚ ግልፂ ጨረታ ቤ/ፅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉአ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
11 እዚ ግልፂ ጨረታ አዚ ከም ሕጋዊ ዉዕሊ የገልግል:;
12 ናይ 2006 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለ ወይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰነ:;
13 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርድ / ዘለዎነ ናይ መቅረባይነት መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእልን ቫተ ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለረሽነ መረዳአታ ከቕርብ ዝኽእል::
ቆላተምቤን
ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344460052
መመለስ