ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ማእኸል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ አብቲ ማእኸል ናይ ግሪነሪ ሳዕሪ ምቕያር ስራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ተጫረቲ::
1 ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱ ቫት ሬጅስተርድ ዝኮኑ: ናይ ወርሒ መስረም ዲክለር ዝገበርሉ መረዳእታ ዘቕርቡ : ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገቡ መረዳእታ ዘቅርቡ ናይ ግብሪ መኽፈሊ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎም ወይ ድማ ምምዝገቦም መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ ::
2 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ብር 5000 /ሐሙሽተ ሽሕ ብር ብባንኪ ዝተረጋገፀ ብ CPO ከትሕዙ ዝክእሉ::
3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብረ 50 .00 /ሓምሳ ብር /ብምኽፋል ካብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማአታት ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 51 ምዉሳድ ይኽእሉ::
4 ተጫረቲ ዝወሰድዎ ሰነድ ብጥንቃቐ ብዝተአሸገ ፖሰታ ብምግባር ናይ ትካሎም ማህተም ብምገባር ከቅርቡ አለዎም
5 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 13/ 4 /2007 ክሳብ 29 /4 / 2007 ዓ/ም ኣብ አየር ይፀንሕ::
6 እቲ ጨረታ ዕለት 30 /4 /2007 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ዘይተረኸብሉን ቢሮ ቁፅሪ 51 ይኽፈት::
7 እቲ ማእኸል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
8 እቲ ናይ ሰዓሪ ምቕያር ስራሕቲ በቲ ዝድለ መሰረት ብፅሬት ሰሪሑ ከረክብ ዝኽእል ::
9 ተጫረቲ ናይ ኮንስስትራክሽን ኣቑሑት ባዕሎም ከቕርቡ አለዎም::
10 ናይ ባዕሎም ስራሕ አካያድን ኪኢላ ግሪነሪ ቆፂሮም ከስርሑ ዝኽእሉ::
11 እቲ ስራሕ አብ ሐደ ሎት ዝጥቕለል ኮይኑ ንኹሎም ዝርዝራት ዝሰዓረ ጠቅሊሉ ከስርሕ ይኽእል እዩ::
መመለስ