ምልክታ ፕሮፎርማ
ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 29/5/2018ዓ/ም ስዓት 10:00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ተወዳደርቲ
➢ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም
➢ (TIN) Tax identification Number ዘለኩምን
➢ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ስርትፍኬት ዘለኩም ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቕሓ | ዝርዝር መግለፂ | መዕቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሪሊዝቤሪንግ | 31230-35065 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 2 | ክለችማስተርስሌንደር | 31420-0K012 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 3 | ክለችማስተርስሊንደርታሕተዋይ | 31470-0K010 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 4 | አርሜቲክ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 5 | ቫልቭመሕሰዪ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 6 | ሲልኮን (ፖስቲሽ) | ፀሊምኣብሮ | ቁፅሪ | 1 | ||
| 7 | ክለች ዲስክ | 31250-0K011 | ቁፅሪ | 1 | ||
| 8 | Battrey Xpro | 12v-80amh | ቁፅሪ | 1 | ||
| 9 | Rotor head (distributer head) | LA-25ኦርጅናል | ቁፅሪ | 1 | ||
| 10 | ሾክ ኦቭዘርበር ድ/ት | ጀሊ ጃሲ 7 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 2 | ||
| 11 | ሾክ ኦቭዘርበር ቅት | ጀሊ ጃሲ 7 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 2 | ||
| 12 | ኣንድሮይድ ሲኪሪን-×3 | LAN-25 | ሴት | 1 |
መተሓሳሰቢ
• ተወዳዳራይ ተዓዋታይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣትሒዙ ኣብ ውሸጢ /7/ሸወዓተ መዓልቲ እቲ ንብረት ከቕረብ ኣለዎ።
• ኣብ ስቶሩ ንብረት ዘይብሉ ተጫረቲ ክመልእ የብሉን ካልኣይ ንዝሰዓሮ ኣቕሓ ፅሬቱ ምስተረጋገፀ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ዝምልክቶ ቦታ ኣታዊ ዝገብር ኮይኑ ብእዋኑ እንተዘይኣቕሪቡ ኣብ ስራሕቲና ንዝፍጠር ምትእጉጓል ብመምርሒ ዕደጋ መሰረት ተሓታቲ ይኸውን፡
• ተወዳዳራይ ዘቕርቦ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ የግልግል።
• ቤት ዕዮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕ/ጨረታ ብኸፋል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣
ድሕሪት