ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ G+10 ንሓደ ወለል ኣሌሚንየም ምስ ኣክሰሰሪኡን መስተዋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ናይ ጨረታ ማስታወቅያ

ድርጅትና ከሳቴ ብርሃን መ/ኮሌጅ ቅድም ክብል ንዝጀመሮ G+10 ንሓደ ወለል ኣሌሚንየም ምስ ኣክሰሰሪኡን መስተዋትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዝኾነ ንዚ ኣብ ታሕቲ ዝቀረበ ረቋሒ እተማልኡ ነጋዶ ኣፍቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

- በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2018ዓ.ም ዘሐደሰን

- ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነ

- ብኣቅራባይነት ዝተመዝገበ

- ናይ እቲ ዘእተዎ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ጨረታ መኽበሪ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል

- ኣሸናፊነት ምስ ተገለፀለ ውዕሊ ክኣስር ዝኸእል

- ናይ እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 18/05/18ዓ.ም ካብ ትካልና ገንዘብ ቤት ዘይምለስ ብር 500.00(ሓሙሽተ ሚኢቲ) ብምኸፋል ምውሳድ ይካኣል ተወዳደርቲ እቲ ዝተመለአ ናይ ጨረታ ሰነድን መትሐዚ ሲፒኦን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ናብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ቅድሚ ሰዓት 3:30 ዕለት 25/05/18ዓ.ም ከእትዉ ኣለዎም።

- እቲ ጨረታ ማስታወቅያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ እስካብ 25/05/18ዓ.ም ሰዓት 04:00 ዝፀንሕ ኮይኑ ኣፍቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 እቲ ጨረታ ተጫረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት።

መተሓሳሰቢ

- ትካልና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ:- 0914729078

መመለስ
የጨረታ ምድብ
  • ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (26)
    • ኮንስትራክሽን (309)
      • ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (561)
        • የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (76)
          • ግብርና (199)
            • የግንባታ እቃዎች (1273)
              • ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (235)
                • ማማከር (41)
                  • ትምህርትና ስልጠና (28)
                    • ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (397)
                      • ምግብና መጠጥ (183)
                        • እግድ (62)
                          • ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (21)
                            • ፈርኒቸር (233)
                              • ጠቅላላ ስራዎች አገልግሎት (30)
                                • ስጦታዎች እና እደ-ጥበብ (2)
                                  • ጤና (41)
                                    • የቤት ዕቃዎች (46)
                                      • ኢንሹራንስ (1)
                                        • የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (185)
                                          • መሬትና ሊዝ (3)
                                            • ጥገና (81)
                                              • የህክምና ዕቃዎች (63)
                                                • መኣድና የተፈጥሮ ሃብት (4)
                                                  • የቢሮ እቃዎችና የፅህፈት መሳሪያዎች (278)
                                                    • ማሸግያ መጠቅለያ እና ወረቀቶች (3)
                                                      • ፎቶግራፍና ፊልም (6)
                                                        • የህትመት ስራዎች (110)
                                                          • የማስታወቅያ ስራዎች (11)
                                                            • ኪራይ (214)
                                                              • ሽያጭ (337)
                                                                • የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (40)
                                                                  • የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (630)
                                                                    • የስፖርትና ትጥቅና ተዛማጅ እቃዎች (45)
                                                                      • ቴሌኮምኒኬሽን እቃዎች (13)
                                                                        • ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (288)
                                                                          • የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (100)
                                                                            • የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (166)
                                                                              • መጋዝን (25)
                                                                                • እንጨት እና የእንጨት ስራ (76)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (90)
                                                                                    s