ናይ 2018 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ/
ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ፅሬት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝተመዝገብኩም
2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል
እንክተሎም መምርሒ
➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሉ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።
➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 07—10/05/2018 ክሳብ ሰዓት 3፡30 ምሃብ ትክእሉ ፡
➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 10/05/2018 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 04፡00 ይክፈት።
➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን ።
➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር ።
➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ።
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል።
➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ፡፡
➢ ተጫረቲ ዋጋ ዝመልኡ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት መግለፂን መለክዕን በዝሕን ክከዉን ኣለዎ
➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ /ከም ዉዕሊ የገልግል።
| ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ሐደ ዋጋ | ጠቅ/ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሳሙና ናይ ኣቅሑት | በዓል 5 ሊትር | ቁፅሪ | 10 | ||
| 2 | ናይ ከዳን ፈሳሲ ሳሙና | በዓል 5 ሊትር | ቁፅሪ | 10 | ||
| 3 | ፌስታል /cling film ዕሹግ | ናሙና /ሳምፕል/ብምርኣይ | ቁፅሪ | 10 |