ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ገ/ምም/ር ትግራይ ናይ ኣርሚ 6O መካ/ድ ንሰራዊት ቀለብ ግልጋሎት ዝውዕል ባኒ መጠኑን ኣሰራርሕኡን ኣብ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቐመጠ ፅሬቱ ዝሓለመ ባኒ/ዳቦ/ መሰንከቲ ግልጋት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 4, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 14, 2018 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ገ/ጨ _0001 /18 

ዕለት 04 /04/2018 ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ገ/ምም/ር ትግራይ ናይ ኣርሚ 6O መካ/ድ ንሰራዊት ቀለብ ግልጋሎት ዝውዕል ባኒ መጠኑን ኣሰራርሕኡን ኣብ ዋጋ መቕረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቐመጠ ፅሬቱ ዝሓለመ ባኒ/ዳቦ/ መሰንከቲ ግልጋት ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ። ስለዚ ዝስዕቡ ረቛሒታት ንተማልኡ ሕጋውያን መቕረብቲ /ግልጋሎት ወሃብቲ/ ትካላት ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም፡፡በዚ መሰረት፦

1. ተጫራቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ደፍተር ዘስዎን፣ናደ ግብሪ መከፈሊ ሰርተፊኬት(TIN)ን ዘስዎን፣ ኮፒ ኣብ ፖስታ ውሽጢ ገይሩ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል፣ ብተወሳኺ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታታትን ተወሲኾም ኮፒ ኣብ ፖስታ ውሽጢ ገደሩ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኸአስ።

2. ተጫረቲ ኣብ ዘእትውዎ ብዘይ ስርዝ ድልዝ ናደ ሓደ ዋጋ መስርሒ ዋጋ ጥራሕ መሊኦምን ፈሪሞምን ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ከረከቡ ደገባሽ፣

3. ተጫረቲ ንዝተዳስወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዝሓዘ ሰነድ ዘይምስስ 100/ሚኒቲ/ቅርሺ ብምኽሩል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ኣርሚ 60 መ/ዝድ ከተማ ዓ/ዓዲ አዚ ጨረታ ዓውዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕሰት 04/04/2018 ዓ/ም ከሳብ ዕስት 14/04/2018 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳስወ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ ከም ትኸአሉ እናሓበርና አቲ ጨረታ ታሕሳስ 14/2018 ዓ/ም ረሩድ ሰዓት 4፡30 ተዓፅ ብተመሳሳሊ ዕስት ረሩድ ሰዓት 5፡00 ተጫረቲ ወደ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለዉዎ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ኣርሚ 60 ሠ/ዝድ ዘ/ሩይናንስ ቢሮ ደኽፈት፣

4. ተጫረቲ ዘቕርብዎ ዓይነት ገስጋሎት ብዝተኣዘዘ ግዜ ፣ጠንን ፅሬትን መሰረት ብምግባር ኽኸውን ይግባእ፣

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ጨረታ ቅድሚ ምኸሩቱ 10,000/ዓሰርተ ሽሕ/ብር ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል፣

6. ተጫራታዊ እቲ ጨረታ ምስ ተኸፈተ ንባዕሉ ካብቲ ጨረታ አንተገሊሱን ሰዓራይ ጨረታ ዝሰዓረ ምዃኑ ድሕሪ ናደ ቅሬታ ግዜ ምውድኡ ኣብ ውሽጢ ተኸታታሊ መዓልቲታት ብኣካል ቀሪቡ ውዕል ብምእሳር ናይ ባኒ ማሽን ምስ ሙሉእ መምረቲ ኣቕሑትን ጀነሬተርን፣3 ፌዝ ቆባርን ዝተማልአ ዘስዎ ዝርዝር ማሽን ነቶም ብኣርምና ዝተሰየሙ ናደ ብቕዓት መረጋገፅቲ ኮሚቴ ብኣካል ቀሪቦም ንሕድሕድ ናይቲ ማሽን ብቕዓት ኣረጋጊፆም ምስ ወሰኑ በቲ መምርሒ መሰረት ሕጋዊ ውዕል ኣሲሩ አቲ ዝተረጋገፀ ማተርያል /ሙሉአ ማሽን/ብምሓዝ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ ናይ ባዕሉ ገዛ ከተከስ ዝኸአል ኮይኑ ኣብዚ ግዜ እዚ ውዕሊ ንምእሳር ብተጫራታደ ወገን ፍቓደኛ እንተዘይኮይኑ ንጨረታ መኽበሪ ዝተተሓዘ ፕረ ገንዘብናብ ኣርምና ኣታዊ ይኸውን፣

7. ተጫረቲ ኣብ ኣመሳስኣ ዋጋን ስፐስፊኬሽንን ንዝፈጥርዎ ጌጋ ተቐባልነት ከም ዘየብሉ ተፈሊጡ ብጥንቃቐ ክትመሰሉ ደግባእ።

8. ኣርምና ዝሓሸ መማረፂ አንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብውስን ናይ ምስራዝ መሰሱ ሕሱው አዩ።

✓ ንዝበስፀ ሓበሬታ ፦ ብቑፅሪ ስልኪ 0910338538/0912912041 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s