ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ትዉዕል ክራይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኞ ሐምሌ 29, 2016 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ሐምሌ 30, 2016 03:30 ጥዋት
  • የመኪና ኪራይ
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ትዉዕል ክራይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ክማልኡ ዝግበኦም ረቓሒታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን

2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሰርትፊኬትን

3. ቲን ሴርትፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብፖታ ተዓሽጉ ክቐርብ ኣለዎም፡፡

ዝርዝር ግልጋሎትዝርዝር መግለፂ/ስፔስፍኬሽን/መለከዒበዝሒ መኪናበዝሒ ማዕልቲነፀላ ዋጋጠ/ዋጋ
01ናይ መኪና ክራይ
ነዳዲ ብመቕረባይ ይሽፈን/ይምላእ 'ግልጋሎት ዝህባ መኪና 30 ማዕልቲ ትፀንሕ
ሞዴል/Toyota Land curser ሞ/105
ድሕሪ 2003 ኣ.ፈ ዝተመረተት
*5ቲ በሪ ዝሰርሕ /ዝኸፈት ዝዕፀውን/
ልዕሊ 5 ሰብ እትፅዕን
*መናፈሲ /AC/ ዘለዋ
'መድሕን ውሕስና /nsurance/ ዘለዋ
“ዝዋፈረሉ ቦታ ኣብ ዝተሓረያ ወረዳታት ክሳብ ጣቢያታት
ብቁፅሪ0130

4. ዋጋ መሊኡ ዝተወዳደረ መቕረባይ ሰዓራይ እንተኾይኑ ኣብ ዝተባሃሎ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ አለዎ::

5. እዚ ፕሮፎርማ ካብ 26-29/11/2016ዓ.ም ሰዓት 11፡00ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 30/11/2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3፡30ይኸፈት ።

6. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ክሳብ ዕለት 29/11/2016 ዓ.ም ሰዓት 11:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ ::

7. ኣበዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ፕሮፈርማ ምስ ተከፈተ 7/ሸዉዓተ/ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::

8. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንክቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 3 ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

9. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቅርብ ኣለዎ::

10. እዚ ናይ ፕሮፌርማ ምልክታ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-40-47 15 ምሕታት

መመለስ
የጨረታ ምድብ
  • ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (26)
    • ኮንስትራክሽን (301)
      • ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (553)
        • የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (74)
          • ግብርና (198)
            • የግንባታ እቃዎች (1266)
              • ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (234)
                • ማማከር (41)
                  • ትምህርትና ስልጠና (27)
                    • ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (393)
                      • ምግብና መጠጥ (175)
                        • እግድ (56)
                          • ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (19)
                            • ፈርኒቸር (230)
                              • ጠቅላላ ስራዎች አገልግሎት (27)
                                • ስጦታዎች እና እደ-ጥበብ (2)
                                  • ጤና (41)
                                    • የቤት ዕቃዎች (44)
                                      • ኢንሹራንስ (1)
                                        • የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (182)
                                          • መሬትና ሊዝ (3)
                                            • ጥገና (81)
                                              • የህክምና ዕቃዎች (63)
                                                • መኣድና የተፈጥሮ ሃብት (4)
                                                  • የቢሮ እቃዎችና የፅህፈት መሳሪያዎች (268)
                                                    • ማሸግያ መጠቅለያ እና ወረቀቶች (3)
                                                      • ፎቶግራፍና ፊልም (6)
                                                        • የህትመት ስራዎች (110)
                                                          • የማስታወቅያ ስራዎች (11)
                                                            • ኪራይ (213)
                                                              • ሽያጭ (333)
                                                                • የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (40)
                                                                  • የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (627)
                                                                    • የስፖርትና ትጥቅና ተዛማጅ እቃዎች (44)
                                                                      • ቴሌኮምኒኬሽን እቃዎች (13)
                                                                        • ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (286)
                                                                          • የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (100)
                                                                            • የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (166)
                                                                              • መጋዝን (25)
                                                                                • እንጨት እና የእንጨት ስራ (76)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (88)
                                                                                    s