ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍንቱ ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ጨነፈር ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ቆርቆሮ , ዘገልገለ ናይ ቆርቆሮ በርን መስኮትን , ዘገልገለ ባሕርዛፍ , ዘገልገለ ኮንቴነር ,ዘገልገሉ አራትን ዘገልገሉ ባትሪን ጎማን ናይ መለዋወጢ ኣቁሕት ብረታብረትን ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሕትን ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

                         ናይ ጨረታ  ምልክታ
ሱር  ኮንስትራክሽን   ሓላፍንቱ ዝተወሰነ ናይ ዉልቀ ኩባንያ  ኣብ ጨነፈር  ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ቆርቆሮ  , ዘገልገለ ናይ ቆርቆሮ  በርን መስኮትን  ,  ዘገልገለ ባሕርዛፍ ,   ዘገልገለ ኮንቴነር   ,ዘገልገሉ  አራትን ዘገልገሉ  ባትሪን ጎማን ናይ መለዋወጢ ኣቁሕት ብረታብረትን  ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሕትን ብጨረታ   ክሸይጥ   ይደሊ::
ስለዚ ኣብ ጨረታ  ንምስታፍ  እትደሊዩ ተወዳደርቲ  :
1   ተጫረቲ ናይ 2006 ዓም ዝተሐደሰ  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ  ዘለዎም ኮይኖም   ምስቲ ሰነድዉን ፎቶ ኮፒ ከተሓሕዙ ይግባእ::
2   ተጫረቲ  ንጨረታ ዘተዳለወ ዝርዝር  ናይ ጨረታ  ሰነድ  ምልክታ ካብ   ዝወፀሉ ዕለት  ጀሚሩ ኣብ ናይ  ስራሕ  ሰዓት  ዘይምለስ  ብር  50.00 / ሓምሳ / እናኸፈሉ   ካብ  ሎጂስቲክስ  ቢሮ  ዕዳጋ  ክፍሊ  ክወስዱ  ይኽእሉ  ::
3   ተጫረቲ ካብ ትካልና  ዝተዋሃቦም ኦርጅናል  ፎርሚ  ጥራሕ   ተጠቂሞም  ብዘይ  ስርዝ  ድልዝ ቫት  ከይሓወሰ   ብዘይ ቫት   ንሕድሕድ  ኣቕሓ  ዋጋ  መሊኦምን  ፈሪሞምን  ብዝተዓሸገ  ኢንቨሎፕ  ካብ  ዕለት  29 /09 /2014  ሰኑይ  ጀሚሩ   ክሳብ  ዕለት  06/10/ 2014   ሰኑይ   ኣብ ስራሕ  ሰዓት  ነዚ  ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ   ክተእትዉ  ይግባእ::
4   ተጫረቲ ኣብ እትቕርብዎ ዋጋ  ተወሳኪ  15 % ቫት ክንኽፍል  ምኮንና  ክፍለጥ  ይግባእ ::
5   ተጫረቲ  ብር  20, 000 .00( ዒስራ  ሽሕ)   ናይ  ጨረታ  መኽበሪ  ብሲፒኦ  ወይ  ብጥረ  ገንዘብ  ምስሪ  ሰነድ  ቅድሚ  ጨረታ ምኽፋት ዘሎ  ጊዜ  ከቕርቡ  ይግባእ ::
6   ተጫረቲ  ነቲ  ንብረት  ብዓይኖም  ሪኦም  ዋጋ  ብምዉፃእ  ናይ  ሓደ ዋጋ  ክመልኡ  አለዎም::
7   እቲ ጨረታ   ዝኽፈተሉ ዕለት  7/ 10 /2014  ሰሉስ  ንጉሆ  ልክዕ   ሰዓት  3:00  ኣብ  ሎጅስቲክስ  ቢሮ  ኮይኑ  ዝተረኸበ  ይኹን  ዘይተረከበ  ተጫረታይ  በቲ   ዉፅኢት ተገዛኢ  ይኸዉን::
8   ብምልክታ  ሰዓራይ  ኮይኑ  ዝተፈላለየ  ተጫረታይ  አብ ዉሽጢ  7  /ሸዉዓተ/   ናይ  ስራሕ  መዓልቲ  ሙሉእ  ብሙሉእ   ኸፊሉ  አብቲ  ፎርም   ዝተጠቀሰ  በዝሒ  ኩሉ  ንብረት  ብናይ  ባዕሉ  ወፃኢ   ከልዕል  ይግደድ   እንተዘይኮይኑ  ንጨረታ   መክበሪ  ዘትሓዞ  ሲፒኦ   ንትካል  ኣታዊ  ኮይኑ  እቲ  ዝሰዓሮ  ንብረት  ዘይወሰደ  ምኮኑ  ነፍልጥ::
9    ዝኾነ ዓይነት  ንምጭብርባር   ዝዕድሙ  ግድፈታት  ዘይተኣናግድ  ምኮኑ  ነፍልጥ ::
10    ንተወሳኪ መብርሂ   0344 40 87 00 ወ/ሮ   ፅጌረዳ   ምርካብ  ይካኣል::
11   እቲ  ትካል  ዝሐሸ  መማረፂ   እንተረኪቡ  እቲ  ጨረታ   ብሙሉእ  ይኸን   ብኽፋል  ናይ  ምስራዝ   መሰሉ  ሕልዉ  እዩ   ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s