መቐለ ሆስፒታል ናይ ምግቢ/ ፊኖ፣ ሩዝ፣ ሕሩጭ ፀባ/ ካብ ሕጋውያን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ /
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት 04/06/2011ዓ/ም ክሳብ 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 06/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400246 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ