ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 18, 2017 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 25, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ማሕበር ደቂኣነስትዮ ትግራይ ምስ ብሄራዊ ሎተሪን ቤተይ ቴክኖሎጂን ብምትሕብባር ንዘዳለዎ ናይ ቶምቦላ ሎተሪ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ተ.ቁዓይነት(Description)መለከዒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋርኢቶ (Remark)
1ሎተሪ ትኬት Art paper 100 gram (six lottery tickets per paper) both side color print and back page normal print± ትኬት መቁረፂን መዐሸግን(በቢ 100 በዝሒ ትኬት ብኮላ ወይ ካሊእዝዕሸግ ይከዉን)ቁፅሪልዕሊ 100,000
2ባነር(Known)ካሬ500
3ተለጣፊ ስቲከር (A4 Size)ቁፅሪ5,000
4ማልያ (T-shirts) 130 ግራም ፖሊስተር፣ሳብሊሜሽን ፕሪንትቁፅሪ300
5ቆቢዕ(Known)ቁፅሪ300

ተጫረቲ ከማልኦዎም ዝግባእ፡-

1. ቲን(Tin No) መረዳእታ ዘቅርቡ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን ክኮኑ ኣለዎም

2. ዘቅረብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ መካኑን ዘይሙካኑን ክገልፁ ኣለዎም፣ እንተዘይገሊፆም እቲ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ከምዝኮነ ይሕሰብ።

3. ሕድ ሕድ ሎተሪ ትኬት ዝተፈላለየ ዕፃ ቁፅሪ፣ ሰሪያል ቁፅሮን ንሕድሕዱ ዝተፈላለየ ባር ኮድን ዝወሃቦ እንትከዉን ፅሬት ብዘለዎ ዓብዪ ኮኒካ ፕሪንተር ዝሕተም ይከዉን፣ ብሙካኑ እዉን ተጫረቲ ዓብዪ ኮኒካ ፕሪንተር፣ ዓብዪ መቁረፂ ወረቀት መጋዝን መዐሸጊ ትኬትን ዘለዎም ክኮኑ ኣለዎም።

4. ሎተሪ ትኬት ንዝሕትሙ ቅድሚ ሕዚ ካብ ብሄራዊ ሎተሪ ፍቃድ ረኪቦም ትኬት ኣብ ምሕታም፣ምቁራፅን ምዕሻግን ልምዲ ዘለዎም እንተኮይኖም ቅድምያ ይወሃቦም።

5. ተጫረቲ ዝወዳደርሉ ዋጋን ኣድለይቲ ሓበሬታታትን መሊኦም ሕጋዊ ማህተም ብዝዓረፎ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 25/11/2017 ሰዓት 8:30 ኣታዊ ክገብሩ ዘለዎም እንትኮኑ እዚ ጨረታ በዚ ዕለት ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ይከዉን።

6. ተጫረቲ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ስራሕ ዝኣትዉ ክኮኑ ኣለዎም፡፡

7. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ክሳብ ሓምለ 25 ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ብር 200 ናከፈሉ ምውሳድ ዝክእሉ እንትኮኑ ስፒኦ ብር ሓምሳ ሽሕ ብባንኪ ከትሕዙ ኣለዎም።

8. ኣሸነፍቲ ዝኮኑ ተጫረቲ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ስራሕ ክጅምሩ ዘለዎም እንትኮኑ እዚ ፕሮጀከት ክሳብ ዝውዳእ ናይ ሕትመት ስራሕቶም ዘሳልጡ ይኮኑ።።

እዚ ማሕበር ዘሐሸ ኣማራፅ እንተረኪቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሓለወ እዩ፡፡

አድራሻ ፡ ዋና ቢሮ ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ቀበሌ 15 ልዕሊ ናይ ኩሓ ታክሲ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s