ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 23, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ንምስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ማለት --

ተ.ፈዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒSpecfictionናይ ሓደ ጥራዝ ዋጋ
ብርሳን
1ምጥንኻር ሕውየት ስነልቦና ንቅድመንድህረ ስልጠና
መምህራ ኣብ ትግራይ
(Strengthening Mentale Health & psychosocial Support or per and in service teachers)
Pcs425A4 paper with spiral bind Pages 120 (ንምብዘሕን ንምጥራዝን)

ብ ፕሮፎርማ ኣወዳደሩ ከስርሕ ይደሊ በዚ መሰረት ፡-

• ምልክታ ፕሮፎርማ ዝምልከት ንግዲ ፍቐድ ዝተሓደሰን ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬትን ቲን ቑፅሪ ዘለዎ ምዃኑ ብግልፂ ዝንበብ መረዳእታ ከቕርብ ይግባእ ፡፡

• ሕድሕድ ተወዳዳራይ ፕሮፎርማ ዋጋ መምልኢን ስፐስፊኬሽንን ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ክወስድ ይግባእ

• ሕድሕድ ተወዳዳራይ ፕሮፎርማ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፃአሉ ዕለት 21/4/04/2017 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 23/04/ 2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ብምውሳድ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ 1ይ ደብሪ ዕደጋ ክፍሊ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታው ይኸኣል በዚ እዋን ሰዓት 8፡45 ድማ ይዕሽግ ፡፡

• እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/04 /2017 ዓ.ም ሰዓት 8፡45 ተዓሽጉ በዚ ሰዓት 9፤00 ዝኸፈት ይኸውን

• ፕሮፎርማ ሰዓራይ ፤ ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝግለፀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ዝሰዓሮ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ኣብ ውሽጢ 05ተ ተኸታታሊ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ከርክብ ይግባእ ፡፡ እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ እንተግልግል እቲ ናይ ምብዛሕ (ናይ ኮፒ) ስራሕቲ ዘይሰርሕ ነጋዳይ ብምምርሒ ስርዓት ዕደጋ ብ/ክ/መ/ትግራይ ቑ4/2007 ዓ.ም መሰረት ሕጋዊ ስጉምቲ ክምዝውሰዶ ክፈልጥ ይግባእ ፡፡

• እቲ ቤት ዕዮ ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፤፤

• ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑዕርታት ስልኪ 0344403477/0344408299

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s