ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 13, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 26, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካኖምን ናይ መወዳታ ወርሒ ፀብፃብ ዘቅርብን

2 በተወሳኪ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግበሪ መረዳእታ ዘቅርቡን ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን ክኮኑ ይግባእ

3 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ወይ እዉን ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዋጋ ሰንድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ፋይናንስ ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 14 ካብ 12/3/2017 ዓም ክሳብ ኣብ ዘሎ ተከታታሊ መዓልቲ መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ንዑ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝክፈተሉን ዝዕፀወሉን ዕለት 26/3/2017 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

6 ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከከም ኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ትካል ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ መከበሪ የትሕዝ

8 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ዝርዝር መዓቀኒ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ይገብር

9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ  

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914104089

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s