በዓል መዚ እቶት ክልል ትግራይ ን2017 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 7, 2017 (18 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 23, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተጫረቲ ናየዚ ዘመን ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግድን ዘለዎም ዘሐደሱን ክኮኑ ይግባእ

2 ተጫረቲ ቫት ዝተመዝገቡ : መለለይ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገቡ ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ መስከረም 2017 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ክትሕዝ ይግባእ

4 ን ዝተዳለወ ናይ ተጫረታ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለሰ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 3 / 5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ  ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 6/3/2017 ዓም ከሳብ 23/3/2017ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ 23/3/2017ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ 23/3/2017ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6 በዓል መዚ እቶት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

8 ነፍሰ ወከፍ እቲ ሰነድ ክቢ ማሕተም ፊርማን ክግበረሉ አለዎ

9 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መራገፍን ከቅርቡ ይግባእ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁጽሪ ስልኪ 0344401875

ኣደራሻና ዓዲሓቂ ማሕበር ጉዳእተ ኩናት ህንፃ ይሓ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ጥቃ ዋና ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ