ማሕበር ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲራ ክትዕድግ ትደሊ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዘማልእዎ ረቃሒታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2. VAT ተመዝገብቲ ዝኮኑ::

3. ናይ ዘእተውዎ ዋጋ 2% ብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ Cpo ወረቀት ከትሕዝ ዝክእል:: 

4. ሰነድ እናመፃኩም ውሰዱ::

5.ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወ ዝኮነ::

6. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት04/04/2016ዓ/ም -12/04/2016ዓ/ም ይከውን።

7. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/04/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 12//04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋውያን ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀቤሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ይከውን::

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልኣለዎ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s