ቢሮ ጥዕና ክ/ትግራይ ንብሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ንምግዛእ ብፕረፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 21, 2016 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 25, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሕዳር 26, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ክማላእ ዝግበኦ ቅድመ ኩነታት

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቕርብ

2. ቲን ናምበር ዘቕርብ

3. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ሴርትፍኬት ዘቕርብ

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒዝርዝር ዋጋ
ነ/ዋጋጠ/ዋጋ
01ኮምፑተር ወረቐት80ግራምብደስጣ10
02እስክርቢቶ ሰማያዊሌክስ ኣይፔንፓኬት20
03ማርከር ኣርትላይንማእኸላይ-90ፓኬት10
04ሸራ ፕላስተር1ይ ደረጃቁፅሪ12
05ፊሊፕ ቻርትዓቢዪቁፅሪ12
06ማስታወሻ ንእሽተይስነር ላይንደርዘን100

4. ዕለት 21-25/03/2016ዓ.ም ሰዓት 10፡00 ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 26/03/2016 ዓም ሰዓት 2፡30ይኸፈት

5. ፕሮፎርማ ዕድጊት ዝሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 ማዕልቲ ናይ ምቕራብ ግዴታ ኣለዎ

6. ዝምላእ ዋጋ ፀንዑ ዝፀንሐሉ ፖስታ ምስተኸፈተ ን2' ማዕልቲ ጥራሕ ይኸዉን

7. እዚ ፕሮፎርማ ዕድጊት ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

8. በዚ ዉዕሊ ክፍፅም ዘይከኣለ ተወዳዳራይ ብቢሮ ትልሚን ፋይናንስን ከምዝእገድ ክፈልጥ ይግባእ። 

10.በተወሳኺ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ብመምረሒ ዕደጋ ክልልና ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 መምረሒ ዕደጋ 04/2007 ተፈፀሚቲ ይኾኑ።

ኣድራሻ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ።
ስልክ ቁፅሪ-0344404715 ደዉሎም መብረሂ ምሕታት ይኸእሉ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ