ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ን መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 1, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 1, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪካብቲ ጠቅላላ ዝተመልአ ዋጋ 5% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ጨረታ ተኸፊቱ ኣሸናፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ካብ ዕድጊት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክወስድ ይኽእል

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 20/02/2013ዓም ክሳብ 01/03/2013 ዓም ኮይኑ ጨረታ ሳፁን 4:00 ሰዓት ተዓሺጉ 4:30 ሰዓት ኣብ ናይ ትካል መአከቢ አደራሽ ይክፈት

6ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451689 / 09 14 17 88 87 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s