ንኩሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ነዞም ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ መድሓኒት መቅረብቲ ትካላት ክወዳድር ዝደሊ ስለዚ ጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 16, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ቲን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ክሳብ 16/06/2012ዓ/ም  ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 16/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 03 42 40 04 03  ምሕታት ይካኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s