ድርጅትና መትክልና ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ደገ ኦዲተራት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣወዳዲሩ ናይ ውሽጡ ሒሳብ ኦዲት ከግብር ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 7, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 15, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 15, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት
  • ኦዲት ተዛማድኡን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ጨረታ

ዋኒኑ: ኦዲት ምግባር ይምልከት

ድርጅትና መትክልና ኢንዳስትሪ ኣክስዮን ማሕበር ናይ ደገ ኦዲተራት ሕጋዊ ፍቓድ ዘለዎም ኣወዳዲሩ ናይ ውሽጡ ሒሳብ ኦዲት ከግብር ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ እዚ ክትሳተፉ እትድልዩ ኦዲተራት ካብ ዕለት 8/07/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ሕጋዊ ፍቃድኩምን ዋጋኹምን ናብ ቤት ፅሕፍትና ወይ ትካልና መትክልና ኢንዳስተሪ ኣክስዮን ማሕብር ህንፃ ገ/የሱስ መኮነን ዶቭ ካፌ 4ይ ደብሪ 001 ሰነደኩም ክትቅርቡ ትኽእሉ።

N.B:- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091 06570 ኢልካ ምሕታት ይከኣል።

[email protected]

ጨረታ ሰነድ

ተ/ቁዝርዝር መብርሂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ድምር
1ኦዲት ዝግበር ናይ ክልተ ዓመት 2016/2017 ዓ/ምቦክስ ፋይል2
ድምር
ቫት 15%
ኦዲተር ሽም
ፊርማ
ስልኪ ቁፅሪ-
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s