ክፍሊ ዕደጋ ቢሮን ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ንፊኖ ዝከዉን ፅሬቱ ዝሐለወ ደረቅ ጥረ ስርናይ : ዘይቲ ብልዒ : ሽኮር : ዓተር ክክዕ በቢሮ ዝቀርብ ሳምፕል መሰረት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 26, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ብድምፂ ወያነ ዝተጋወሐሉ ዕለት 26/5/2018 ዓም እዩ

1ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም

2ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ክሳብ 30/5/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ

5 እዚ ጨረታ 30/5/2018 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0920426802 / 0914008595

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s