ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከ ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእከላይ ጎዳጉዲ ኮቲን ገጠማን አብ ጣብያ ዕደጋ ሓሙስ ቁጠት ዐረባይ ፍሉይ ቦታ ማይድንጎግ ዉልቀ ደኣንት ብርኪ 11 ደቀቅቲ አናሽተይ ንግዲ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠብ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልማዓት መስኖ ካብ ኤስልምቢ ቲ አፈ ዳብሊዉ ኣይቪ ዝተረከበ በጀት አብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ጣብያ ፍትሒ ቁሸት ማይሓንሰእ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲቱ ክስረሐሎም ስለዝተደለየ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተዋፈሩ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2018 5:30 ደ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ከተማ እንትጮ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ REN construction ቀበሌ 02 2018 ዓም ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 02 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ እንትጮ ንዝስራሕ ፅገና ሕድሳት ህንፃ ንምክያድ ኣብ እንትጮ ንዝርከቡ ደቀቅቲን ትካለት ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዘይኮኑን ደረጃ 10 BC ወይ GC ኮንትራክተራት ብክልላዊ ሽፋን መሰረት ዝገበረ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20000 ቅርሺ ንሓርበኛታት ዘይኮኑ 10000 ድማ ንሓርበኛታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ