ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀትን ስራሕቲ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ፍሉይ ቦታ ማይ ትዎሮ ዝህነፅ ማእከል ዕደጋ እንስሳስ ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ በጀት ንምስራሕ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዝተዋፈሩ ሕጋወያን ኮንትራክተራት ደረጀ ሓሙሽተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳ