ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከ ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእከላይ ጎዳጉዲ ኮቲን ገጠማን አብ ጣብያ ዕደጋ ሓሙስ ቁጠት ዐረባይ ፍሉይ ቦታ ማይድንጎግ ዉልቀ ደኣንት ብርኪ 11 ደቀቅቲ አናሽተይ ንግዲ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከ ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእከላይ ጎዳጉዲ ኮቲን ገጠማን አብ ጣብያ ዕደጋ ሓሙስ ቁጠት ዐረባይ ፍሉይ ቦታ ማይድንጎግ ዉልቀ ደኣንት ብርኪ 11 ደቀቅቲ አናሽተይ ንግዲ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠብ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልማዓት መስኖ ካብ ኤስልምቢ ቲ አፈ ዳብሊዉ ኣይቪ ዝተረከበ በጀት አብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ጣብያ ፍትሒ ቁሸት ማይሓንሰእ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲቱ ክስረሐሎም ስለዝተደለየ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተዋፈሩ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2018 5:30 ደ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት መጋቢት 6, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠብ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልማዓት መስኖ ካብ ኤስልምቢ ቲ አፈ ዳብሊዉ ኣይቪ ዝተረከበ በጀት አብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ጣብያ ፍትሒ ቁሸት ማይሓንሰእ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲቱ ክስረሐሎም ስለዝተደለየ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተዋፈሩ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ፍሉይ ከባቢ ኣይናለም ንመሰት ዝዉዕል ጉድጎድ ማይ ከኮዕት ስለዝደለየ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዊያን ነጋደ ክትጫረቱ ይዕድም
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዕገና ቤት ት/ቲን ተወሳኺ ክፍልታትን 2 ሎታት ከፋፊሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 2, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ወረዳ ኣበርገለ ዕገና ቤት ት/ቲን ተወሳኺ ክፍልታትን 2 ሎታት ከፋፊሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ከተማ እንትጮ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ REN construction ቀበሌ 02 2018 ዓም ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 02 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ እንትጮ ንዝስራሕ ፅገና ሕድሳት ህንፃ ንምክያድ ኣብ እንትጮ ንዝርከቡ ደቀቅቲን ትካለት ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዘይኮኑን ደረጃ 10 BC ወይ GC ኮንትራክተራት ብክልላዊ ሽፋን መሰረት ዝገበረ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታእንትጮ ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20000 ቅርሺ ንሓርበኛታት ዘይኮኑ 10000 ድማ ንሓርበኛታትናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 1, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ሹም ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ከተማ እንትጮ ናይ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዕደጋ መፍለይ ቁፅሪ REN construction ቀበሌ 02 2018 ዓም ፍሉይ ቦታ ቀበሌ 02 ኣብ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ እንትጮ ንዝስራሕ ፅገና ሕድሳት ህንፃ ንምክያድ ኣብ እንትጮ ንዝርከቡ ደቀቅቲን ትካለት ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ንዘይኮኑን ደረጃ 10 BC ወይ GC ኮንትራክተራት ብክልላዊ ሽፋን መሰረት ዝገበረ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አብ ከተማ አብ ዉሽጢ ጣብያ ፖሊ ንዝስራሕ ኮዕቲ ማይ አብ ዘፍር ብዝነጥፉ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከኮዕት ስለዝደሊ በዚ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 8, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ25,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 28, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ አብ ከተማ አብ ዉሽጢ ጣብያ ፖሊ ንዝስራሕ ኮዕቲ ማይ አብ ዘፍር ብዝነጥፉ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ አወዳዲሩ ከኮዕት ስለዝደሊ በዚ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ France embassy ብምትሕብባር at Negash construction ተጀሚሩ ዝጸነሐ labor, technical expertise, supervision and work man ship ኣወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝድለየት ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ የካቲት 24, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ምስ France embassy ብምትሕብባር at Negash construction ተጀሚሩ ዝጸነሐ labor, technical expertise, supervision and work man ship ኣወዳዲራ ክተስርሕ ስለዝድለየት ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፀት እስካብ ግሬድ ቢም ማሻሻታን ዝተጠናቐቐ እንትኾን ሕዚ ግን ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቛረፅቲ ልዕሊ ግሬድ ቢም እስካብ 6 ሜትሮ ዝርክቡ ናይ ኩሎም ዓንድታት /columns /፣ ቢም / Beams/ ፣ ስላብ /Mezzanine slab/ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ የካቲት 20, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፀት እስካብ ግሬድ ቢም ማሻሻታን ዝተጠናቐቐ እንትኾን ሕዚ ግን ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቛረፅቲ ልዕሊ ግሬድ ቢም እስካብ 6 ሜትሮ ዝርክቡ ናይ ኩሎም ዓንድታት /columns /፣ ቢም / Beams/ ፣ ስላብ /Mezzanine slab/ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::