ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ንጣብያ ሃፍቶምን ዓዲ ግዳድን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ FSRP ብዝተረከበ በጀት ማሽን ኮዕቲ ጉድጎድ ፅገና ክነስርሕ ስለዝደለና ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ልምዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ናትብላዕን ደብረ ቃልን ዝስርሑ ክልተ ካናላት ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ናይ ማይ ኮንስትርክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፅት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ስራሕቲ ህንፃን ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳት ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶ ናይ እንስሳ ክሊኒክ ፅገና ስራሕቲ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተወፈሩ ሕጋያን ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት ማለት እዉን BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትርክተራት ማለት እዉን GC ትካላት ንግዲ ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓተ በጀት ኣብ ሰለሰተ ጣብያታት ዝስራሕ ዒስራን ሸሞንተን ናይ ሓባርዒላ ሰለሰተ ማንዋል ድሪልንግን ንምስራሕ ሕጋዊያን ብሰራሕቲ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈርኩም ኮንትራክተራት ደረጃ ኣርባዕተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፅት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ስራሕቲ ህንፃን ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ግዜኢት ኤክስቴንሽን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶ ኣብ FTS ናይ ሓፁር ማለት እዉን ፕሮጀከት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተወፈሩ ሕጋያን ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት ማለት እዉን BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትርክተራት ማለት እዉን GC ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ፕሮጀክት ልምዓት ምንካያ ፅዕንቶ ስደተኛታታት ማለት ዉን DRIP2 ብዝተረከበ በጀት ኣብቲ ወረዳ ብዝርካብ ካብ ገጠር ዝባን ገደና ከላዉሎ ዘሳግር ድልድል ንምስራሕ ዝተትትሓዝ ትልሚ መሰረት ዝባን ገዳና ናብ ቁሸት ከላዉሎ ዝሰገር ድልድል ስራሕ ንምስራሕ መንገዲ ስራሕ ተኮናታሪ ማለተ እዉን RC ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃ ኮንስተራክሽን ማለት እዉን GC ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈትን ህንፀትን ምምሕዳርን መጎዓዝያ ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ኣብ 2018 ዓም ዋንነቱ ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ገጠር ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ድጋፍ ኣብ ጣብያ መደጎ ናይ መንገዲ ሰራሕቲ ፎርድ ምስ ደጋፊ መንደቅን ምሩፅ ሐመድን ምልባስን ምድግዳግን ስራሕ ብናይ ኮንስትራክሽን ማሽነሪታት ተጠቂሞም ናይ ፎርድ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን RC ወይድማ ጀነራል ኮንስትራክሽን GC ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ብዘለዎም ትካላት ንግዲ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 14, 2018 8:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣክሱም ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብቤት ፅሐፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ናይ ሐበር ዒላ ማንዋል ድሪሊንግ ኣብ ህንፀት ማይ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ንዝተዋፈረሑ ሕጋያን ነጋዶ ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳር መጎዓዝያ ወረዳ እንዳሞኮኒ ናይ ዘፈር ቁጠባ ፕሮጀክት ዝኮነ በርሚንግ ኮምፖስተ ኣብ ከተማ ማይ ጨዉ ፍሉይ ቦታ አዉራ ጎደና ወይይም ሸድ ብፕሮፈርማ ምልክታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሕጋዊ ናይ ሐፈሻዊ ኮንስትራክሽን ወይ ድማ ህንፃ ኮንስትራክሽን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተራት ክትሳተፉ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፍር ቁጠባ ወረዳ ኦፍላ ካብ FSRP Food System resilence progm ቀዳማይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514856 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ስምረት ፍሉይ ቦታ ገረብ ዓይኖ ማይ መንደር ካልኣይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514855 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ጎራ ፍሉይ ቦታ ገረብ ዓግዞባ ሳልሳይ ብሪፈርንስ ናምበር ET Tigray FSRP 514854 CWRFQ ካብ ዝተረከበ በጀት ኣብ ኦፍላ ወረዳ ጣብያ ፋራ ፍሉ ቦታ ገረብ ፍንጣጣ ካብ ተረቀ ቁፅሪ 1 ክሳብ 3 ዝተጠቀሱ ቦታታት ህንፀት ልምዓት መስኖ ኮንስተራክሽን ኦፍ ካናል ኣፕግሪዲንግ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኦፍላ ተወሳኺ ኣንብብ