አብ ግዝያዊ ምምሕዳር ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ኤስኤች ኣይዲፒ ብዝረከቦ በጀት ኣብ ወረዳ ሰዉዓ ሳዕስዕ ጣብያ ሰዉነ አገልግሎት ዝዉዕል ስራሕቲ ቀረብ ተከላ ሶላር ፓምፕን ስራሕቲ መስኖን ብብርኪ ክልል አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ ሓሙሽተን ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 22, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ ካብ ገባሪ ሰናይ ትካል CRS ብዝተረኸበ ሓገዝ ኣብ ወረዳ ስሓርቲ ጣብያ ዓዲ ሽሻይ ቁሸት ዓዲ ህፃን ዝርከብ ዓዲ ህፃን 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓዱሽቲ መምሀሪ ክፍልታትን ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ንምስራሕ ፥ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ኩሓ ዝርከብ ታሕታይ እግሪ ሓሪባ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ከምኡ እዉን ኣብ ክ/ከ ዓዲ ሓቂ ዝርከብ ማይ ወይኒ ቤት ት/ቲ ፅገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን፥ ) ኣብ ከተማ ዓዲ ጉዶም ዝርከብ ሐዋፁ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዕገና መምሀሪ ክፍልታት ሽንት ቤትን መሕፀቢ ኢድን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ቀዳማይ ወያነ ንዝርከብ ሲቲ ሞል ፕሮጀክት ናይ ፎርም ዎርክ ስራሕ ንምስራሕ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ህንፀትን ስራሕቲ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት መዘጋጃ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ፍሉይ ቦታ ማይ ትዎሮ ዝህነፅ ማእከል ዕደጋ እንስሳስ ብናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ በጀት ንምስራሕ ኣብ ስራሕቲ ዘፈር ኮንስትራክሽን ንዝተዋፈሩ ሕጋወያን ኮንትራክተራት ደረጀ ሓሙሽተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕረፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ንጣብያ ሃፍቶምን ዓዲ ግዳድን ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓተ ምግቢ FSRP ብዝተረከበ በጀት ማሽን ኮዕቲ ጉድጎድ ፅገና ክነስርሕ ስለዝደለና ኣብዚ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ትካላት ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወረዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሎም ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ልምዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ናትብላዕን ደብረ ቃልን ዝስርሑ ክልተ ካናላት ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ናይ ማይ ኮንስትርክሽን ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፅት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ስራሕቲ ህንፃን ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳት ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶ ናይ እንስሳ ክሊኒክ ፅገና ስራሕቲ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተወፈሩ ሕጋያን ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት ማለት እዉን BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትርክተራት ማለት እዉን GC ትካላት ንግዲ ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓተ በጀት ኣብ ሰለሰተ ጣብያታት ዝስራሕ ዒስራን ሸሞንተን ናይ ሓባርዒላ ሰለሰተ ማንዋል ድሪልንግን ንምስራሕ ሕጋዊያን ብሰራሕቲ ማይ ተንከፈ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈርኩም ኮንትራክተራት ደረጃ ኣርባዕተን ልዕልኡን ብምልክታ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ህንፅት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይን ስራሕቲ ህንፃን ናይ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ግዜኢት ኤክስቴንሽን ካብ ፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ ማለት እዉን FSRP ካብ ዝተመደበ በጀት ኣብ ጣብያ ለሳልሶ ኣብ FTS ናይ ሓፁር ማለት እዉን ፕሮጀከት ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዝተወፈሩ ሕጋያን ናይ ህንፃ ኮንትራክተራት ማለት እዉን BC ወይ ናይ ጠቅላላ ኮንትርክተራት ማለት እዉን GC ንግዲ ትካላት ብምልክታ ፕርፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ፕሮጀክት ልምዓት ምንካያ ፅዕንቶ ስደተኛታታት ማለት ዉን DRIP2 ብዝተረከበ በጀት ኣብቲ ወረዳ ብዝርካብ ካብ ገጠር ዝባን ገደና ከላዉሎ ዘሳግር ድልድል ንምስራሕ ዝተትትሓዝ ትልሚ መሰረት ዝባን ገዳና ናብ ቁሸት ከላዉሎ ዝሰገር ድልድል ስራሕ ንምስራሕ መንገዲ ስራሕ ተኮናታሪ ማለተ እዉን RC ወይድማ ጠቅላላ ናይ መንገዲ ህንፃ ኮንስተራክሽን ማለት እዉን GC ፍቃድ ንዘለዎም ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ