ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 3, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ጉድጎድ ማይ ኮዕቲ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ድንጉር ገረብ ሕዛእቲን : አየርሃይልን ክኮዕት ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(OT 6ን 7ን ) ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሚያዝያ 29, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(OT 6ን 7ን ) ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዝኮነ አብ ቀበሌ 01 ፍሉይ ቦታ ናብ ኣሕፈሮም መለስ ሆስፒታል ዝወስድ መንገዲ ካብ መገንፀሊ ኣስፓልት ሆስፒታል ክስብ እንዳይከኣሎ ካብ እንዳይከኣሎ ክሳብ ግዝያዊ መሸጢ ከፍቲ ቀበሌ 01 ዝስርሕ ፕሮጀከት ኮድ ENT INF road maintaince ke 01/2018 ዓም ንምስራሕ ንሓርበኛ ጥራሕ ደረጃ 8 ጂሲን ኣርሲን ብርኪ ፋቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራትን ወልቀ ኣንሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታእንትጮ ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ እንትጮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ኣብ ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ እንትጮ ዝኮነ አብ ቀበሌ 01 ፍሉይ ቦታ ናብ ኣሕፈሮም መለስ ሆስፒታል ዝወስድ መንገዲ ካብ መገንፀሊ ኣስፓልት ሆስፒታል ክስብ እንዳይከኣሎ ካብ እንዳይከኣሎ ክሳብ ግዝያዊ መሸጢ ከፍቲ ቀበሌ 01 ዝስርሕ ፕሮጀከት ኮድ ENT INF road maintaince ke 01/2018 ዓም ንምስራሕ ንሓርበኛ ጥራሕ ደረጃ 8 ጂሲን ኣርሲን ብርኪ ፋቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራትን ወልቀ ኣንሸተይ ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት G+0 ህንፃ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጕልበት ስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1ሚልዩንናይ ደኩመንት ዋጋ5,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 20, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ማእከለ ዕድጋ ቀለበት ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንማእከል ዘመናዊ ዕደጋ አገልግሎት ዝዉዕል ቤዝመንት G+0 ህንፃ ስትራክቸራል ሲፍቲክ ታንክ : ዋተር ታንክ :ሳኒተሪን :ኤሌክትሪክ ኮንዲትን ዝርገሐ ናይ ጕልበት ስራሕ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዞም ቀፂሎም ዝቀርቡ ረቆሒታት እተማልኡ ኮንትራክተራት ንክትጫረቱ ይዕድም
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ማለት እዉን ኣብ ወረዳ ሰዉሓ ስዕስሽ ጣብያ ሓድሾ ሂወት ተፋስስ ኪደና መህርት ዝረከብ ሞዴል ፋሳሲ ጣብያ ፈልግ ፈልሲ ጣብያ ሓፁር ምስራሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓፅር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2018 3:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሕርሻ ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ስራሕቲ ማለት እዉን ኣብ ወረዳ ሰዉሓ ስዕስሽ ጣብያ ሓድሾ ሂወት ተፋስስ ኪደና መህርት ዝረከብ ሞዴል ፋሳሲ ጣብያ ፈልግ ፈልሲ ጣብያ ሓፁር ምስራሕ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓፅር ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ልዕልተ ልዑላን ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ቅፅሪ ናይ ኣንፈት ደቡብ ዓውደ ምሕረት ተክሊ ኣብ ዝትከሎ ቦታሓምለዋይ ልምዓት (Greenery Area) ንምልባስን ብዝተዳለወ ዘመናዊ ዲዛይን መሠረት ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከስርሕ ወሲኑ አሎ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 17, 2018 12:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 17, 2018 1:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሚያዝያ 12, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ልዕልተ ልዑላን ጽርሐ አርያም ቅዱስ ገብርኤል ካቴድራል ቤተክርስቲያን ቅፅሪ ናይ ኣንፈት ደቡብ ዓውደ ምሕረት ተክሊ ኣብ ዝትከሎ ቦታሓምለዋይ ልምዓት (Greenery Area) ንምልባስን ብዝተዳለወ ዘመናዊ ዲዛይን መሠረት ብሰብ ሙያ አወዳዲሩ ንከስርሕ ወሲኑ አሎ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 17, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሚያዝያ 10, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ 4 ወረዳታት ትግራይ ዝርከባ ኣብያተ ት/ቲ ኣብ 4 ሎታት ከፋፊሉ እንዳ ኩሸኔ (kitchen) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስጋኣት ቅነሳ አመራርሓ ስራሕ ሕብረት አዉሮፓ በጀት አብ አፈር ቁጠባ ንመስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ክሪሲንግ ካናል ፅገና አብ ጣብያ ማእከል ቁሸተ ሃገረሰላም ፍሉይ ቦታ ኮላሊ ማይ ሩባ ፅድያ ዝርከብ ንዉልቀ ዳኣንት ደረጃ 9 ደቀቀቅቲ ንግዲ ትካላት ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከ ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእከላይ ጎዳጉዲ ኮቲን ገጠማን አብ ጣብያ ዕደጋ ሓሙስ ቁጠት ዐረባይ ፍሉይ ቦታ ማይድንጎግ ዉልቀ ደኣንት ብርኪ 11 ደቀቅቲ አናሽተይ ንግዲ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 15, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 29, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ኣብ ናይ 2018 በጀት ዓመት ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከ ብናይ ሐደጋ ስግኣት ቅነሳ አመራርሓ አዉሮፓ ሕብረት በጀት ኣብ ዘፈር ቁጠባ ከይዲ ስራሕ ቀረብ መሰተ ማይ ግልጋሎት ዝዉዕል ማእከላይ ጎዳጉዲ ኮቲን ገጠማን አብ ጣብያ ዕደጋ ሓሙስ ቁጠት ዐረባይ ፍሉይ ቦታ ማይድንጎግ ዉልቀ ደኣንት ብርኪ 11 ደቀቅቲ አናሽተይ ንግዲ ትካላት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠብ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልማዓት መስኖ ካብ ኤስልምቢ ቲ አፈ ዳብሊዉ ኣይቪ ዝተረከበ በጀት አብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ጣብያ ፍትሒ ቁሸት ማይሓንሰእ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲቱ ክስረሐሎም ስለዝተደለየ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተዋፈሩ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2018 5:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2018 5:30 ደ/ሰዓትቦታወረዳናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት መጋቢት 6, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረትን ምምሕዳር ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠብ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልማዓት መስኖ ካብ ኤስልምቢ ቲ አፈ ዳብሊዉ ኣይቪ ዝተረከበ በጀት አብ ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ጣብያ ፍትሒ ቁሸት ማይሓንሰእ ንዝስራሕ ሓባር ዒላ ተጫረቲቱ ክስረሐሎም ስለዝተደለየ ኣብ ማይ ተንከፍ ዝተዋፈሩ ኣናሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ብምልክታ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ