ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንናይ ዘፈር ቁጠባ እታ ወረዳ ከይዲ ስራሕ ህንፀት ልምዓት መስኖ ካብ ዝተመደበሉ ናይ ፕሮግራም ምጥንካር ስረዓት ምግቢ ማለት FSRP በጀት ኣብ ጣብያ ሓፀቦ መደቦን ዒስራ ናይ ሓባር ዒላ አብ ማይ ተንከፈ ስራሕቲ ንዝተወፈረሑ ሕጋዊያን ናይ ማይ ኮንስትራክሽን ማለት ህንፀት ትካላት ንግዲ ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ