ተዓፅዩ

ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ናይ ዝተፈላለየ ሴክተራት ቤት ፅሕፈታት ካብ መደበኛ በጀትን ገበርቲ ሰናይ በጀትን ኤሌክትሮኒክስን : ህንፃ መሳርሒን ኣቅሑትን ኣጫሪቱ ክዕድግ ከምእዉን ካብ ከተማ መቐለ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ ከተማ ማይ ፀብሪ ስሚንቶ ከጎዓዝ ስለዝደለየ ነዚ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኣዲስ መድሓኒት ፋብሪካ ሃላፍነቱ የተወሰነ የግል ማሀበር የሚያመርተዉን መድሃኒት ከኣዲግራት ወደ ኣዲስ አበባ የሽያጭ ቅርንጫፍ መስሪያ ቤታችን ለማድረስ ፍላጉት ስላለዉ ከዚህ በታች የተዘረዘሩትን መስፈርቶች የሚያሟሉ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨረታ ለኣንድ ኣመት ዉል በማሰር የኣገልግሎት ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 27, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 27, 2010 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2010 2:59 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሆስፒታል ማይኒ ሽራሮ ንሰራሕተኛታቱ ኣገልግሎት ኪራይ መኪና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 14, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ