ፕሮግራም ሃገር ለኸ ቀረብ ኤለክትሪክ ክልል ትግራይ ደብል ፒክአፕ ተሽከርከርቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 3, 2010 6:01 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 3, 2010 6:02 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ኣብ በጀት ዓመት 2010 ንኣብያተ ፅሕፈት ሃፍቲ ማዓድንን ኢነርጅን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለዩ ጣብያታት ማለት እዉን ጣብያ ቐደማይ ወያነ : ደብረ ቅብኢ : ማይ ዓለም : ማይ አንበሳ : ፈለግ ማያት : መሰቦን ማህበረ ገነትን ነቲ ዝገጠመ ህፅረት ማይ ንምፍታሕ ካብቲ ዘሎ በጀት በቦቴ ማይ ከመላልስ ስለ ዝደለዩ ፍቃድ ማይ ፈሳሲ ዘለኩም ትካላት ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሕርሻን ገጠርን ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ፊልድ መካይን አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 29, 2010 3:31 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s