Closed
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎምዘበን ንዝክበር ዓለም ለከ መዓልቲ ቱሪዝም ምክንያት ብምግባር ናብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዑደት ስለዝገብር ንተጎዓዝቲ ዝከና 3 ኣዉቶቡስ : ሃንቲ ሃይሩፍን 10 ኮብራ መኪናን ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ