ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል TDA ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ሓድሽ ይስራሕ አብ ዘሎ መንገዲ ሳምረ ብጨረታ አወዳዲሩ ካብ ደብረ ፀሃይ ቅ ስላሴ ቤተክርስትያን ቐሹት ድንጉር ናብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ሳዕሪ ብጨረታ አወዳዲሩ ክጎዓዕዝ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 19, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሕዳር 9, 2009
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
- ናይ 2009 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::
- ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል::
- ዘይንበብ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘለዎ መረዳአታ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን
- መፅዓንን መራገፍን ብናይ ባዕሉ ሰራሕተኛታት ከቅርብ ዝክእል
- ተወዳደርቲ ብኣካል ከይዶም ነቲ ሳዓሪ ብምርኣይ ጠቅሊሎም ብክንደይ ብር ዘጎዓዕዝዎ ዋጋ መሊኦም ክቅርቡ ይግባእ
- ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ነቲ ሰዓሪ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
- እዚ ምልክታ ጨረታ 19/03/2009 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:00 ተዓፂዩ ሰዓት 3:30 ንጉሆ ኣብ ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
- ተወዳደርቲ ጨረታ መክበሪ ብCPO 5,000 ሽሕ ብር ብሽም ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእከል ከትሕዙ ይግባእ
- ቃላሚኖ ልምዓት ሕርሻ ማእኸል ዝሐሻ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኹንብሙሉእÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345591489 ምድዋል ይኸኣል እዩ
 |  ዝርዝር |  መዕቀኒ |  በዝሒ | ብጠቅለላ ዋጋ |  መብርሂ |
| መኪና ክራይ | ብጠቅላላ | Â | Â | Â |
Â
Â