ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓዝተ ዉማሕበር ብቅዓት ዘለዎም ናይ ደረቅ ፅዕነት ግልጋሎት ዋሃብቲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ናይ ፋብሪካ ንብረት ዝሓዘ ኮንቴነር በዓል 20 ጫማን በዓል 40 ጫማን ኮንቴነራት ካብ ደረቅ ወደብ መቀለ ናብ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ንምብፃሕን ምስተራገፈ ባዶ ኮንቴነር ካብ ሲምንቶ ፋብሪካ መሰቦ ናብ ደረቀ ወደብ መቀለ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ከመላልስ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 21, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 21, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ/ ዝ/ ዉ/ ማሕበር ን ናብ ዝትፈላለዮ ከተማታት ትግራይን አምሓራን ሲሚንቶን ዘይቲ ብልዕን ዘጎዓዕዝ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s