ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓ/ ዝ/ ዉ/ ማሕበር ን ናብ ዝትፈላለዮ ከተማታት ትግራይን አምሓራን ሲሚንቶን ዘይቲ ብልዕን ዘጎዓዕዝ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጥቅምቲ 2, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2009 ዓም ዘለዎ
2 ቁፅሪ መለለዮ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ
3 ጨረታ መከበሪ 10,000 ቅርሺ ብሲፒኦ ዘትሕዝ
4 ሰነድ ጨረታ ዋጋ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 04 /02 /2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
5 ጨረታ 04 /02 /2010Â ዓም ሰዓት ሰዓት 3:00 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ይክፈት
ተወሳኪ ሓበሬታ ተደልዩም ብቁፅሪ ስልኪ 0344405744 / 0344405742 ብምድዋል ሐበሬታ ምርካብ