ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት አብ 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክእሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ (ከም ከምፒተር :ፕሪንተር :ላፕቶፕ ካልኦት) ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቁሑት : ኦፊስ ፈርኒቸራትን ናይ ኣብያተ ትምህርቲ (ወንበር ስቱል ወዘተ) :ናይ ሕተመት ስራሕቲ :መኪና ፅገና : ግልጋሎት ቢያጆ ምጉዓዝን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዉዒት የቕርብ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ግልጋሎት ዝዉዕል ሲሚንቶ ካብ መቐለ መሰቦ ሲምንቶ ፋብሪካ ናብ ወረዳ መረብ ለኸ ቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከጋዓዕዝን ከምኡዉን ንቤት ፅሕፈት ገጠር ልምዓት ሕርሻን ቀለብ ወይድማ መኖ ናይ እንስሳ ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s