ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ብተከታታሊ ን 6 ኣዋርሕ ዝፀንሓ 8 ሰባት ዝሕዛ 6ተ ሃርድቶፓት መካይን ኣብ ዝተፈላለየ ሆስፒታላት ግልጋሎት ዝህባ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ የካቲት 7, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
bidding: search status closed
ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ታት
- ናይ 2008 ዓም ናይ ፍቃድ ንግዲ Â ዘሐደሱን ናይ መቅረባየነት ምዝገባ Â ዘሐደሱን መረዳእታ ዘቅርቡ
- ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉን ከምኡዉን ቲን ነምበር ወይ መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ከቅርቡ ዝክእሉ
- እዘንመካይን ኩሉን ሊብረን ኢንሹራንስን ክህልወን ይግባእ
- ነዘን መካይን ዘድሊ ወፃእታት ብዘይካ ነዳዲ ኩሉ ዓይነት ወፃኢ ተጫራታይ ባዕሉ ዝሽፍን
- ተጫራታይ እዘን መካይን ግልጋሎት እናሃባ ኣብ ከይዲ እንተተባላሺወን ሹዑንሹዑ ተመሳሳሊ ግልግሎት ትህብ መኪና ንክቅይር ቅዴታ አለዎ
- መዐደጊ ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብመክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 7 ለካቲትÂ 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 3፡ 30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡ 00 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን
- ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ተዳሊዩ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ 42ኣብ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል
- መክበሪ ጨረታ ብሲፒኦ መልክዕ 15, 000 ቅርሺ ሒዝኩም ክትቀርቡ ይግባእ
- ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለትን ሰዓትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረከቡ ይምረፅ
- እቲ ቢሮ ኣብዚ ጨረታ 20% ክውስክ ወይ ክንኪ ይክእል እዩ
- ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ዝሓሸ ኣመራፂÂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
- ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ቀበሌ 03 መቐለ
ንተወሳኪ ሓበሬታÂ ብቁፅሪ ስልኪ 0914733312 /0914762579 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል