ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2010 ዓ/ም በጀት ዓመት ንዘካይዶም ናይ መንገዲ ህንፀትን ፅገናን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ስሚንቶ ብግልፂ ጨረታ ብምዉድዳር ካብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ከፅዕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 4, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጥቅምቲ 20, 2010
posted:ልዕሊ 9 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ንግደ ፍቃድ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅርን ካሊእ አድላይ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

  1. ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ
  2. እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ምስ ሰዓረ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ
  3. እቲ ጨረታ 4 ሕዳር 2010 ዓ:ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
  4. እቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
  5. እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬተ 0344416727

ጨረታ መደብ

s