ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያልኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ንብረት ዝፀዓነ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ከምኡውን ባዶ በዓል 20ን 40ን ፊት ኮንተይነር ካብ መስፍን ዋና ቤት ፅሕፈት ናብ መቐለ ደረቅ ወደብ ብተወሳኺ ድማ ካብ መቐለ ደረቅ ወደብ ናብ ውቅሮ፣ ካብ ውቅሮ ደረቅ ወደብ ናብ መቐለ ደረቕ ወደብ ብጨረታ አወዳዲሩ ከጓዓዕዝ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 14, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 16, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምምሕዳርን መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኮብልስቶን ፀፀር-00 ክንዕድግ ስለንደሊ እዚ ድማ ካብ ክልተ ኣውላዕሎ ን እንደርታን ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕዳጋ ሓሙስ ዘጓዓዕዘ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 70000 7ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ፀፀር-00 5ተ ግዜ ዘመላልስ መፅዓንን መራገፍን ካብ ባዕልኩም ኮይኑ ግልጋሎት ክንዕድግ ስለንደሊ ካብዚ ንታሕቲ እተማልኡ ክራይተርያ ንክተወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 19, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s