ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2010 2:59 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 5, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሰለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 5 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ነተሐሳስብ