https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/4213

ሃገር ለከ ፕሮግራም ቐረብ ኤሌከትሪክ ክልል ትግራይ ናይ ኮንክሪት ምስሶ ንምጎዓዝ ናይ መጎዓዝያ ግእዚት ክፍፅም የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 5, 2010 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2010 02:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 19, 2010 03:00 ቅ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

1 ሰለዚ ክትሳተፉ እትደልዩ ትካላት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 5 መጋቢት 2010 ዓም ጀሚሩ ንተካታታሊ 15 መዓልቲ ኣብ ሰዓት ስራሕ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ጨርቆስ ዳዊት ህንፃ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ክትዕድጉ ከምትክእሉ ነተሐሳስብ