ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ናብ ዝተፈላለያ ጣብያታት መዳባርያን ዘርእን ንምጉዕዓዝ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 5, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 18, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

ስለዚ ናይ ደረቅ መጋዕዝያ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም

1 በቲ መስመር ዝታሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን መቅረባይነት ዝተመዝገብኩሙን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት ብር 3000 ሕጋዊ ብዝኮነ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ከትዝሕ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 30 ብምክፋል ካብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቤት ፅ/ት ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን

4 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 17/9/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 5/10/2010 ዓም ካብ ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን መፂእኩም ክትወስዱ ትክእሉ እቲ ጨረታ 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፅ/ት ት/ፋ ወ/ደ/ተምቤን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ሃገረ ሰላም ይክፈት

5 ናይ ሕድሕድ ደኩመንት ኦርጅናል ኮፒን በ2ተ ፖስታ ብሽምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

6 መከበሪ ዉዕሊ 10% ናይቱ ዝሰዓረዎ ድምር ዋጋ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ኣብቲ ጨረታ ዝኮነ ዜጋ መፂኡ ከዕዘብ ይክእለ እዩ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0343390402 ወይ ብኣካል ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s