ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ቆራሪየት መናሃርያ ሓፁር ብደረጃ BC GC 8 ብርኪ ፈቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ኮንስትራክሽንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።