ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 3 ካብ ባር ለዋሂት ናብ ምዕራፍ ኣየር ኮንደሚኒያ ሎት 4 ካብ ምዕራፍ አየር ኮንደሚንየም ናብ ኣልሚ ኮንደሚንየ ሎት ብዉልቀ ደኣንት ማለት አዉን ሽርክና ማሕበራት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት