ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዝርከብ ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ቤት ማዘጋጃ ከተማ የጭላ ጣብያ መዓረይ ዝስራሕ ድሬኔጅ ወይ ፋኛትራ ብደረጃ 8ተ RC ደቂቅ BC ንእሽተይ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎም ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 25, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታጣንቓ ኣበርገ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ