ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 ዓ/ም ካብ ቤት መዘጋጃ ዝተረከበ በጀት ምስፍሕፋሕ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዋላኩ ንምስራሕ ብደረጃ 8 ንእሽተይ BC/GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ኮንትራክተር ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 75.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 20/04/2012ዓ/ም ክሳብ 09/05/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ዘይምለስ 75ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
2 ጨረታ 10/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::
3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13