ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለ ምምሕዳርን ኣብ ከተማ ዓዲ ግራት ቀበሌ 04 ዝርከብ ሓዱሽ ተፋሳስ ድሬኔጅ ሎት 6 ካብ ነባር መዕረፊ አየር ድልድል ናብ ነባር ክፍቲ ተፋሰስ ማለት አዉን ድሬኔጅ ብዉልቀ ደኣንት ብደረጃ 8 ኣናእሽተይ BC/GC ኮንትራክተር በናይ ዩኤዲቢ በጀት ኣጨሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 21, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 5, 2012
posted:ልዕሊ 6 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 80.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ነዚ እተማልኡ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 01/05/2012ዓ/ም ክሳብ 20/05/2012ዓ/ም ክሳብ 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዓዝያን ከተማ ዓዲግራት ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 3 ዘይምለስ 80ብር ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
2 ጨረታ 21/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ከይዲ ስራሕ መንገዲን ምዕባለን ምምሕዳርን ከተማ ዓዲግራት ይክፈት::
3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 45 10 13