Ethio Telecom north region invites all interested and eligible bidders for the procurement of Renovation work for ABIADI lot 1 , ADIGRAT lot 2 , ADWA lot3 AXUM lot4 ENTICHO lot 05 QUIHA lot 6 And WUKROዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎ መስተ ማይ ፈሳስን ከተማ ዓ/ዓዲ ናብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ኣብ ጣንቃ ዝርከብ ማይ ቀያሕ ፍልፍል ዓይኒ ማይ ምጉልባት መስመር ማይ ዝርገሐ ገንኢ ዋርድያ መሐለዊ ገዛ ማይ መዐደሊ ናቁሓ ስራሕቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ብደረጃ 8 ደቂቕ ንግዲ ትካላት ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ተኻናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝር ከስርሕ የድሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 11, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ማ/ስ/ቅ/ማርያም ካቴድራል ፕሮጀክት ቅይጥ ህንፃ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ብድረጃ 7ተን ልዕሊኡን ብቑዕ ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ፅሬትን ፅፈትን ብዝለዎም ዕሩይ ስራሕ ክሰርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ናይ ተመልከቲ መቀመጢ ክሰርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክልላዊ ሽፋን ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን ትራንስፖርትን ወረዳ 2ተ ኣዉላዕሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ መንገዲ ምዕባለን ምምሕዳር ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ዞባ ምብራቕ ከተማ ኣጉላዕ ዲሬኔጅ መስመር ከስርሕ ስለዝደለየ ን ደረጃ 9ተ አኣእሽተይ ንግዲ ትካላት RC-GC ፍቓድ ስራሕ ዘለዎም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ዉልቀን ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ክልተ ኣዉላዕሎ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ሰዉሒ ንጉስ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሀሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሓወልቲ ዝርከብ ናይ ሓወልቲ 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ መቐለ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ሓፁር ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ኣዲስ ኣለም 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ መምሃሪ ክፍሊ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ከተማ መቐለ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012 በጀት ዓመት ናይ ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ከተማ መቐለ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ናይ ላጪ መናሃርያ ፅገና ስራሕቲ ንምስራሕ ብደረጃ 9ተ ብርኪ ፍቃድ ደቀቕቲ ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ