ኣበርገለ ዓለም ለኸ ል/ሃ/እንስሳት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጨርጨር ጣብያ ሓዲስቅኝ ፍሉይ ሽሙ ሶሊንኣብ ዝተባሃለ ናይ ሕርሻ ቦታ ናይ 33 ሄክታር ሓፁር ፣ መዕረፊ ዋርድያታትን መዕረፊ ሰራሕተኛታትን ማለት እዉን ፣ ጠቅላላ ዝሕፀር ቦታ ን 33 ሄክታር ብኦምን ጋብየንን ፣ በቢ ክልተ ሜትሮ ርሕቀት ናይ ሓፁር ጉድጋድ ምኹዓት ፣ ዝኾዓት ጥልቀት ጉድጋድ 0.5 ሜትር ጎኒ ጉድጋድ ጥልቀት 0.5 ሜትር ጉኒ 0.5 ሜትር፣ በትካል ዝቀረበ ባህርዛፍ ኦም ኣናቆረፅካ ምትካል ፣ ብትካል ዝቀረበ ጋብየን ሓፁር ምሕፃር ፣ ኣብ ኣርባዕ ማእዝን ናይቲ ሳይት 2 ሜትር ብ3 ሜትር ናይ ዋርድያ መዕረፊ ጠቅላ 4ተ ቆርቆሮ ምስራሕ ፣3ተ ክፍሊ መዕረፊ ሰራሕተኛታት 3 ሜትር ብ 4 ሜትር ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ምሰራሕዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
N/R Ethio Telecom invites all interested and Eligible bidders for the procurement of construction of waiting shelter Quiha & Wukro (lot 01) The complete set of bid documents can be obtained starting from April 07,2020 In N/R office , Mekelle 4Th floor , office no 403 Upon payment of nonrefundable fee of birr 100 ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 12, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የ መከለከያ ኮንስትራክሽ ኢንተርፕራይዝ መቐለ ዓዲሓ ላይ የሚገኝ የጋራ መኖርያ ኣፓርታማ ህንፃ ፕሮጀክት ግንባታ ስራ የ ጅፕሰን ስራ ከነ ማተርያሉ እና የሳኒተሪ ስራ ያላ ማተርያል ማሰራት ይፈልጋል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የመከለከያ ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ ለ መቀሌ ኣፓርትመንት ግንባታ ፕሮጀክት ኣጎልግሎት የሚዉሉ ከዚህ መመሪያ ጋር በተያየዘ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን 400 ሜ3 የ ፍሳሽ ማጠራቀሚያ ታንከር የ ተመረጠ ኣፈር ግራቭል ሙሌት ሥራ የኣርማትራ ሥራዎች ሚክሰር እና ቫይብረተር ጨምሮ የእጅ ዋጋ /400 m3 septic tank coarse gravel and selected materials back fill works concrete works including mixer and vibrator only labor cost/ ሥራ ግዥ ለመፈፀም ፣ ህጋዊ ተወዳዳሪዎች በግልፅ ጨራታ አወዳድሮ በሰብ ኮንትራት ለማሰራትይፈልጋል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቲሓር ከ/ቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
1 የግብርና ትራንስፎርሜሽን ኤጀንሲ ትግራይ ክልል በራያ አዘቦ ወረዳ ካራ ኣዲሾ ቀበሌ የመንገድ ዳር የገበያ ማዕከል /roadside market shade/ ግንባታ ስራ በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሪስቶፕስ ኢንተርናሽናል ኢትዮዽያ መቐለ ለሚገኝዉ የስነ ተዋልዶ ጤና ክሊኒክ እድሳት ስራ ህጋዊ ተጫራቾችን ኣወዳድሮ ለማሳራት ይፈልጋል ስለሆነም ደረጃ 7 እና ከዚያ በላይ የታደሰ የግንባታ ስራ ፍቃድ ያለቸዉና ህጋዊ ግንባታ ስራ ተቓራጭ የጨረታ ሰነዱን በብር 50 በመግዛት እንትወዳደሩ እናሳዉቃለንዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ከተማ ዓዲጉዶም ንዝርከብ ህንፃ ተወሳኺ ስራሕ ከስርሕ ስለዝደለየ ኣብዚ ስራሕ ክትሳተፉ እትደልዩ ደረጃ 8 ዘለኩም ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ተኾናተርቲ ክትጫረቱ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንወረዳ ዓድዋ ከተማ ዓድዋን ኣብያተ ፍርዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ፅገና ገዛ ፣ ፅገና ማሽን ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ፣ ኣቅሑ ፅሬት ፣ ዕድጊት ተሽከርከርቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ሕትመት ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ቢሮ ቀወመቲ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2012 6:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ኣብ ጣብያ ኣልጋነሽ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ከተማ ሸራሮ ዝኮነ መመልኢ ስታዴም ንምስራሕ ፍልፍል በጀት መንግስታዊ መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ሸራሮ ብደረጃ 8 ንእሽተይ ንግዲ ትካላት ናይ ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ኣጫሪቱ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 14, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ