ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዝኮነ ኣብ ከተማ ማይ ካድራ ዝስራሕ በዓል 2ተ ደብሪ ህንፃ ፕሮጀክት ብደረጃ 8ተ ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ናይ ደኣንት ወረቀት ምስክር ዘሎዎም ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቃፍታ ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካል መቐለ ኦርቶ -ፊዝዮ ቴራፒ ማእኸል ኣብ ትሕቲ ፅላል ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ዝመሓደር ወሃቢ ግልጋሎት ትካል ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ ግቢ /ቀፅሪ/ ትካልና ዝርከብ ናይ ሓፁር ቦታ ኣጫሪቱ ብትሪካላታ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም በቲ ተነፂሩ ዘሎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ንሕድሕድ ዓይነት ስራሕ ንፁር ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ እትዕድም ዝስዕብ ረቃሒ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
የመድሃኒት ኣቅርቦት ኤጄንሲ መቐለ ቅርንጫፍ የመጠቀሚያ ጊዜዉ ያለፈበት ... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀን 11 / 09/2012 ዓ/ም እሚዘጋበት እና እሚከፈትበት ሰዓት ኣይገልፅም ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ኣጉላዕ ንዝርከብ ቤተመንግስቲ ሃፀይ የዉሃንስ ዙርያ ሓፁር ብሓፂን ግሪል ከስርሓሉ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 20, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ 16kWጀነሬተራት ፣ ዋና ዘየብሎም ኣኽላባት ንምዉጋድ ፣ ናይ እግረኛ መቓረፂ ዜብራ ንምቅባእ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ናይ 2012 ዓ/ም በጀት ኣብ ወረዳ እምባ አለጀ ከተማ ዓዲ ሽሑ ንዓዲ ሽሑ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቃረፀ ህንፃ ፕሮጀክት BC 4/GC 5 ልዕሊኡን ኣብ ከተማ ዓድዋ ናይ ዓዶጎን 2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝተቃረፀን ህንፃ ፕሮጀክት ብ BC 5/GC 6 ልዕሊኡን አብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ዝተቃረፀ ህንፃ ብደረጃ BC 6 /GC 7 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ብግልፂ አጫሪቱ አወደዲሩ ከስርሕ ይደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2012 2:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኣሸጎዳ ዝርከብ ናይ ሎጅድቲክ ስቶር ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንምጭራት ድሌት ዘሉኩም ደረጃ GC-3 ወይም BC-3 ልዕሊኡን ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 22, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ሸዉዓቲአን ክፍለ ከተማታት ከተማና ናይ እግረኛ መሰጋገሪ ዜብራ ቀለም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቀብእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓ/ዝተ/ዉ /ማሕበር ኣብ ከባቢ ኢላላ ዝርከብ ናይ ታየር ስቶር ኢንሲነሬተር ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንምጭራት ድሌት ዘሉኩም ደረጃ GC-5 ወይም BC-5 ልዕሊኡን ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያና ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 24, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ